ስለምንታይ እዩ ኲናት ማእከላይ ምብራቕ (ኢራቅ ሶርያ)ተባሪዑ? Video
ስለምንታይ እዩ ኲናት ኣብ ሃገት ኣዕራብ ወይ ማእከላይ ምብራቕ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኢራቅን፣ ሶርያን ተባሪዑ? ነቲ ብሃገረ ኣስላም (ISIS) ዝጽዋዕ ኣስላማዊ ኣኽራሪ ሓይሊ ግብረ ሽበራ፣በየኖት መንግስታት እዩ ዝምወ? እቲ ዝልዓለ ተክኖሎጂካዊ ኣጽዋር ንሃገረ ኣስላም (ISIS) ዝጽዋዕ ኣስላማዊ ኣኽራሪ ሓይሊ ግብረ...
View Articleኣሎኹ ማለት፣ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ
ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ህዝባዊ ስልጣን መንጢሉ ኣብ ስልጣን ካብ ዝውጣሕ ዳርጋ ሎሚስ 28 ዓመታት ሓሊፉ። እዚ ዘይሓፍር ባንቡላ ጽዮናውያን ሰብዚ፣ ብግዝያዊ መንግስቲ ጥራይ ኣሎኹ እንዳበለ፣ እንሆ ዛጊት ካብ 1993 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ፣ ዳርጋ ሎሚስ 28 ዓመታት ኣሕሊፉዎ። እቲ ኣዝዩ ዝገርም ከኣ፣ኣብዘን ዝሓለፋ...
View ArticleTensions rise between bloodlines and Illuminati Final showdown looms for U.S....
Benjamin Fulford (investigative reporter) Peter Staffan January 15, 2018 Benjamin Fulford (investigative reporter) Global tensions are rising visibly, as the petrodollar-funded U.S. corporate...
View Articleእዋናዊ ዛዕባ: ዶባዊ ወጥሪ ኤርትራን ሱዳንን ፡ ሳዕቤናቱን
ወትሩ ኣብ ሓድሽ ዓመት ሓድሽ ተዋስኦ ዘይፍለዮ ኣባጓይላ ኢሳይያስ፡ ዓመተ 2018 ከኣ፡ ከምኣመሉ ምስ ሱዳን ብሓዱሽ ወጥሪ፡ ምስ ግብጺ ብ“ሃነፍነፍን ጽግዕተኝነትን” ፈሊምዋ ኣሎ፡፡ ፖሊሲታት “ብድሕረይ ዳንዴር ኣይትብቆላ” ኢሉ ከም ቀይዱ ዝበተኸ ፈረስ፣ ንጸድፊ ጠኒኑ ክጸድፍ ገልዳሕ ዝብሎ ዘሎስ፣ ህዝቢ ኤርትራ...
View ArticleJews- Neither Race nor Religion but Cult. ይሁዳውያን ማለት ትርጉሙ፣ሃይማኖት ኣይኮነ ወይ ዓሌት፣...
እዞም ካብ 1948 ዕ.ም.ፈ. ጀሚሮም ካብ ፈቐዶ ኩርናዕ ዓለም ተኣኻኺቦም፣ ብሓገዝ ወነንቲ ባጤራ ንደቂ ፓለስቲንያ ሰጒጎም ብስም ሃገረ እስራኤል ኢሎም ክሳብ ሎሚ ንኣስታት 70 ዓመታት ብውግእን ሽበራን ጥራይ ዝገዝኡ ዘለው፣ ብሓቂ እቶም ቅኑዓት ኣመንቲ ኣምላኽን የሱስ ክርስቶስን ድዮም፣ ወይስ ሕቡኣት ሕብረተሰብ...
View ArticleFacebook and Google outline unprecedented mass censorship at US Senate hearing
By Andre Damon 18 January 2018 Behind the backs of the US and world populations, social media companies have built up a massive censorship apparatus staffed by an army of “content reviewers” capable...
View Articleዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ፣ ስለላ ኣብ ኤርትራ ምዓስ ተጀሚሩ? ዘወርትን ቀለስትን ውዲታዊ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ...
Who controls the Past controls the Future, who controls the Prsent controls the Past.George Orwell – 1984 (Roman, Deutsch) እቲ ንዝሓለፈ ግዜ ዝቆጻጸር ንህሉው ግዜ ከኣ ይቆጻጸር፣ ንህሉው ግዜ ዝቆጸጽር ድማ ንዝሓለፈ ግዜ ይቆጻጸር። ኤውሮጳውያን...
View Article“ኩሉ ባዕለይ… ባንድ ኢሳይያስ ዓዲ ሃሎ” (The One man band of Adihalo)
ህዝቢ ከተማታት ኤርትራ ማይ ጠፊእ ሉችሀ ተቐልቂላ፣ ባጤራ ናቍፋ ተሃጊራ ክብል እንዳውዓለን ሓደረንሲ፣ እቲ ብልኡኽ መላኺ “ኢንጂነር” ኢሰያስ ዝህነጽ ዘሎ “ፕሮጀክት ሓጽቢ ዓዲ ሃሎስ” እንታይ እዩ እቲ ብልሓቱ? “ልምዓት ዝተሃመሹ ወገናት ብምቕዳም፡ ንኹሉ ዘመዓራሪ ዕድላት ብምርሃው፡ ህዝቢ ኣብ እንኮን ፍትሓዊን...
View ArticleNaming the Enemy: Google
By Gordon Duff, Senior Editor January 18, 2018 Source: Veterans Today The Senior Editor Russia didn’t rig the American election, Google did, aided by Israel and the NSA. This is the simple truth of...
View ArticleMARTIN LUTHER KING SURVIVED SHOOTING, WAS MURDERED IN HOSPITAL: …The Plot to...
Martin Luther King was murdered in a conspiracy that was instigated by then FBI director J. Edgar Hoover. Review of William Pepper’s Book By Craig McKee, January 21, 2018 Pepper was able to piece...
View Articleስለላ ኣብ ኤርትራ ብዓባይ ብሪጣንያ እዩ ተጀሚሩ
6ይ ምዕራፍ ውዲታዊ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፣ ምዓስ ከምተጀመረን፣ ብዓል መን ከም ዝጀመሩዎን፣ ኣብ ከባቢና ድማ ቋንቋና ዝዝረቡ ኣየኖት ዓሌት መሳርሒ ባዕዳውያን ኮይኖም፣ ንህዝቢ ምድረባሕሪ ከምዝዘረዩዎን፣ እስከ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተተንቲኑ ዘሎ ሓጺር ትንተና ተኻታቲልና ነለልዮም። ኣስተብህል፣ Who controls...
View Articleቀዳማይ ሚንስተር ሃገር ኢትዮጵያ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ
እቲ ብ2012 ዓ.ም.ፈ. ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ቀዳማይ ሚንስተር ሃገር ኢትዮጵያ ለገሰ ዜናዊ ኣብ ስልጣን ዝመጸ: ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ትማሊ ዕለት 15 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብ ስልጣኑ ወሪዱ። እዚ ካብ ዓሌት ወላይታ ዝኾነ ሃይለማርያም ደሳለ፣ትማሊ ሓሙስ ብዕለት 15 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ.እዩ ካብታ...
View Articleድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ)...
ድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ። ኣብ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ስልጣን ድዩ ክሕዝ ወይስ ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ እዩ? ድሕሪ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ “ካብ ስልጣነይ ክወርድ ስለዝደሌኹ ጥርዓነይ ተቐበልሉኒ ኢሉ ንሰልፊ...
View ArticleMerkel’s Madhouse — ‘Don’t go to Germany!’
Admin January 11, 2018 Other Writers By MIKE WALSH Canadian citizen Monika Schaefer has just been arrested and thrown into prison in Germany. She had committed no crime. Author Mike Walsh warns...
View Articleኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. መተካእታ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነቲ ወጻኢ ሚንስተር ዝነበረ፣ ወርቅነህ ገበየሁ ክመርጹዮም ይብሃል ኣሎ
ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. መተካእታ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነቲ ወጻኢ ሚንስተር ዝነበረ ስልጣን ዝወዳደር፣ ወርቅነህ ገበየሁ ክመርጹዮም ይብሃል ኣሎ። እቲ ዝምረጽ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚንስተር፣ ነቲ ዝበዝሐ ህዝቢ ኦሮሞ 36%ን፤ ንህዝቢ ኣምሓራን 24%፣ ዘይውክል እንተድኣ ኮይኑ ግና፣ እቲ ካብ 2015 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ዝባራዕ ዘሎ...
View Articleስለላ ኣብ ምድረ ባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) መዓስ ተጀሚሩ?
7ይ ምዕራፍ ቅድሚ ብዛዕባ ባህርን ጠባይን ጅግንነትን መሳፍንቲ ትግራይ ምትንታንና፣ ኣቐዲምና ግና ባህርን እንታይነትን ህዝቢ ምደባሕሪ፣ ካብ መሳፍንቲ ትግራይ ብኸመይ ይፍለ? ዝብል ሕቶ ክንምልሽ ኢና። ሓቂ መራር እያ፣ ግና እቲ ሓቂ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ካብ ኣፈ-ታሪኽን ካብ ብዙሓት ጸሓፍተ-ታሪኽን ዝረኸብንዮ መጎታዊን...
View ArticleFinancial mega-battle to escalate in late February, early March
In english: Benjamin Fulford – 2018-02-19 Source: The secret battle for the planet earth is entering a critical phase over the coming weeks, especially in the realm of finance, where an epic...
View Articleጅግና ኃይለ ወልደትንሳኤ ዑቕቡ (ድሩዕ)፣ነቲ ን30 ዓመታት ዝተቓለሰሉ ሓርነታዊ ሕልሚ ኤርትራ ከየስተማቐሮ፣ብሰንኪ ልኡኽ...
ብ2001 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ኤርትራ፣ እቶም ነቲ ብሄርማን ኮሀን ኣብ ለንደን ዝተወሰነ ውዲታዊ ውሳኔ መሸጣ ኤርትራ ዝተቓወሙ 15 ገዳይም ሰበስልጣን ህ.ግ.ሓ.ኤ. ክእሰሩ ከለው፣ ብወገን ወያኔ ከኣ ነቲ ውዲት ኮሀን ዝተቋወሙ 15 ገዳይም ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም። እቶም 15 ሰበስልጣን ወያኔ ግና ንስለላ መርበብ ሲኣይኤ...
View ArticleMorgan Tsvangirai, Longtime Foe of Mugabe in Zimbabwe, Dies at 65 ሞርጋን ጽቫንጊራ...
ሞርጋን ጽቫንጊራ እቲ ንነዊሕ ዓመታት ንልኡኽ ጽዮናውያን ሮበርት ሞጋበ (ሰላዪ ሮበርት ሞጋበ ኣባል ውዲታውያን ማሕበር Jesuit እዩ።) ዝቃወም ዝነበረ ሓርበኛ ሃገራዊ እዩ ዝነበረ። ንሱ ኣቦመንበር ሰልፊ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዚንባቨ (MDC) ኮይኑ፣ ንብዙሕ ዓመታት ብትብዓት ንሰልፉ ዘገልገለ ዚምባቨያዊ ሓርበኛ...
View ArticleThe Logic of globalism
by Irinia Medvedva, Tatyana Shishova ‘Nash sovremennik’ 11, 2001 (source: http://www.patriotica.ru/enemy/medv_glob.html) Translation, notes, and afterword by Edvin Buday Note by The Saker: normally...
View Article