NATO is Turning Europe into a Battlefield against Russia
Italy’s Election Campaign. NATO has already Voted Before Us There is a party that, even if it does not appear, takes part in the Italian elections: the NATO Party. It is formed by a transversal...
View Articleስለላ ኣብ ምድረ ባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) መዓስ ተጀሚሩ? 8ይ ምዕራፍ
እቲ ሓቀኛ ታሪኽ መሳፍንትን ነገስታትን ኢትዮጵያን ትግራይን ከመይ ነበረ? እዚ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ጭፍራ ወያኔን ህግደፍን ዝፍጽሙዎ ዘለው ግብረ ሽበራከ፣ ምስቲ ኣባሓጎታቶም ኣብ ልዕሊ ጥንታዊት ምድረባሕሪ፣ ሎሚ ሓዳስ ኤርትራ፣ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ክድዓት ክወዳደር ከሎ ይመሳሰልዶ? ሰናይ ንባብ...
View Articlenights Templar admitted back to inner sanctum of monotheism after 711-year...
In english: Benjamin Fulford – 26.02.2018 Source: http://www.dinardaily.net/t71396-knights-templar-admitted-back-to-inner-sanctum-of-monotheism-after-711-year-hiatus nights Templar admitted back to...
View ArticleFinancial mega-battle to escalate in late February, early March
By Benjamin Fulford 26.02.2018 The secret battle for the planet earth is entering a critical phase over the coming weeks, especially in the realm of finance, where an epic three-way battle is raging,...
View Articleእዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ዒራዒሮ
ምንጪ ሓበሬታ ሳካቲዝም 26 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ. ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ብማሕበር ጸልማት ተወንጂሉ፣ በጃ ሃገሩን ህዝቡን ዝሓለፈ ኃይለ ወልደትንሳኤ ዑቕቡ (ድሩዕ) ብፍላይ ንደቂ መረታ ቀያሕትን፣ መረታ ሰበነን፣ ብሓፈሻ ድማ ንደላይ ፍትሕን ሰላምን ርግኣትን ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብኩም። ምእንቲ ህዝቡን...
View Articleመመክሕን ኣይግበርካ መለበምን ኣይኽላእካ።
ኣብ መዋእል እቲ ንንቡር፣ ብጸረ ንቡር ኣጥፊኡ፣ ዘይንቡር ዝፈጠረ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ስለላን ኮለላን ቅትለንት ቅንጸላን ግብረሽበራን ቀንዲ መደብ ዕዮኡ እየን። ኣምባሳደር እስቲፋኖስ ሃብተማርያም፣ ሎሚ ወኪል ህግደፍ ኮይኑ ኣብ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ስለላን ኮለላን ዘካይድ ዘሎ፣ ኣብ እዋን ሰውራ ኤርትራ ኣብ...
View Articleመግለጺ ሓዘን ክቡር ሓርበኛ ወላዲና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር
ክቡር ሓርበኛ ወላዲና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር፣ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ. ንተግባራት ልኡኽ መላኺ ጭፍራ ህግደፍ ብትብዓት ዝተቓወሙ ጅግና ሃገራዊ እዮም። ህግደፍ ግና በቲ ሓቦኦምን ትብዓቶምን፣ ራዕዲ ስለዝኣተዎ ከም ኣመሉ ኣብ ምእሳሮም ተጓዪዩ፣ ብዘይንሕስያ ድማ ንቤት ማእሰርቲ ዳጒኑዎም። ጅግና ኣቦና ሸኽ ሙሳ መሓመድኑር፣...
View Article“ህዝባዊ ሰሚና ለንደን”፣ ኣደ ንጉሰ ኣደኻ ኣይኹና፣ ንሱ ሕረድ ንሰን ይቚነና።
እምኒ ዝረገጸ ኣሰር የብሉ፣ ማይ ዝሰተየ ሽታ የብሉ፣ ምስ ህግደፍ ዝኸደ ድማ ልብን ዓላማን የብሉን። ኣደ ንጉሰ ኣደኻ ኣይኹና፣ ንሱ ሕረድ ንሰን ይቚነና።The so called failed London “Public Seminar”!!! እዚኦም’ዮም እምብኣር፣ ነቶም ሎሚ ቅነ ብሰንኪ ኢሰያስ በጃ ሃገሮምን ህዝቦምን...
View Articleምስጢራዊ ውዲት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ትፈልጥዎዶ (ብቪድዮ መልክዕ)
ብማሕበር ገዳይም ወተሃደራት ኢትዮጵያ ተጸኒዑ ብቪድዮ መልክዕ ብወግዒ ኣብ ዩቱብ ዝተዘርግሐ ታሪኻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ኢሰያስ ኣፈወርቂ። ብርግጽ ቅድሚ ሎሚ እውን እንተኾነ፣ ብሕዳሪናይ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኢሰያስ ሰላዪ ከምዝኾነ ብሰፊሑ ተተንቲኑ ነይሩ እዩ። ስለዝኾነ ከኣ፣ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ብሓፈሻ...
View ArticleEnd game for Cabal as Nuremberg II Tribunals Loom
Source: Benjamin Fulford – 5.3.2018 The Khazarian mafia faction that has been trying to start World War III and kill 90% of humanity is now on its last legs, multiple sources agree. The clearest sign...
View Articleውግእ ዓድዋ እምባ ጋር
ብወዲ ጥሮታ ዕለት 02.03.18፡ ምንጪ ሓበሬታ in English: The Battle of Adwa እንሆ በሉ ወያ ኣብ ናይ ህላወን ሞትን ኩነት ተቐርቂራ ትሕመስ ዘላ ሃገረ-ኢቲዮጲያስ ንዓመታዊ ዝኽሪ ክቡር በዓል ‘ዓ ወት’ ውግእ ዓዱዋ ትሸባሸበሉ፣ ትድግደገሉን ትዕጠቐሉን ትርአ። ብወገነይ ሎሚ ግደፍ ነቲ ቅድሚ 122...
View Articleለላ ኣብ ምድረ ባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) መዓስ ተጀሚሩ? 9ይ ምዕራፍ
ድሕሪ ሞት ንጉስ የውሃንስ 4ይ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብውዲት መሃንድሳት ስለላ መርበብ ዓባይ ብሪጣንያ ስልጣኑ ዘረጋገጸ ሰላዪ ንጉስ ዳግማዊ ሚነሊክ ንጉስ ምነሊክ ድሕሪ ሞት ንጉስ የውሃንስን ንጉስ ቴድሮስን ምሕዝንኡ ምስ ኮሎንያል ጣልያንን እንግሊዝን ነበረ። ኣብ መወዳእታ ድማ ብሰንኩ፣ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራ ክወርር...
View ArticleGovernment Scientists Have A Plan For Blowing Up Asteroids With A Nuke
There’s a teeny chance that a giant asteroid might blast Earth in 2135, so scientists are working on a solution. Posted on March 7, 2018, at 4:32 p.m. Dan Vergano BuzzFeed News Reporter Reporting From...
View Articleሄርማን ኮሀን፡ ምምሕዳር ትራምፕ፡ ምስ ኤርትራ ነቲ ኣብ ግዜ ኦባማ ዝተበላሸወ ዲፕሎማሲያ ምሕዝነት ናብ ንቡር ንምምላስ...
ኣምባሳደር ሀርማን ኮሀን እንታይ እዮም ዝብሉ ዘለው? ካብ ብዓል ጣፍስ ብዓል ኣፍ። እቲ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1947 ዓ.ም.ፈ. ካብ ኣምባሳደር ፎርስተር ዱለስ ጀምሩ ድኣ ኣብ ኢድ መንግስቲ ኣሜሪካን ዓባይ ብሪጣንያን ከይከውን ዘሎ? እስከ መጻሕፍተ ታሪኽ ብምግንጻል ነቲ ታሪኽ ክንፈልጦ ንፈትን ዋሽንግተን...
View Article“Japan’s puppet government is next, as the dominoes keep falling”
Weekly Geo-Political News and Analysis By Benjamin Fulford, White Dragon Society, March 12, 2018 source The final defeat of the Khazarian mafia is now visible on the horizon as their world control...
View Articleስለላን ኮለላን ኣብ ኤርትራ ምዓስ ተጀሚሩ፣ 10ይ ሕታም
ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ጆግራፊካዊ ኣቀማምጣኡ ኮይኑ፣ ዛጊት ን71 ዓመታት ዝወሰደ ገረብ ብሓኽላ ፕሮጀክት ኣሜሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፣ ገና ይወርድ ኣሎ። እቲ ውዲታዊ መስርሕ ግና ንህዝቢ ኤርትራ ንኣስታት ፍርቂ ዘመን ተኸዊሉዎ ክጉዓዝ ጸኒሑ። ኣብዚ እዋንዚ ግና፣ ህዝቢ ኤርትራ ንውሑድን ንብዙሕን ዓመታት ድኣ...
View Articlehe world is about to find out just how horrific the Khazarian mafia’s crimes...
Author Benjamin Fulford – 19.3.2018 Source: The purge at the very tip top of the U.S. secret power structure is nearly complete, meaning a much larger purge is now about to take place, according to...
View Articleብሃለፍታ ዝቐዝፋ … ሕጊ ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ
(ዕሉል ጀነራል… ስቓይን ሞትን) 2ይ ክፋል ከም ኩሉ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር፡ ካብ ተራ ክሳብ ላዕለዋይ ጽፍሒታት፡ ተዋጊኡ ኣዋጊኡን፡ መሪሑን ተመሪሑን፡ ን“ናጽነት” ዝኣተወ ገዲም ተጋዳላይ’ዩ፡፡ ኣብ ወትሃደራዊ ቅዲ ኩናትን ኣቀማምጣ መሬትን፡ ዘለዎ ክእለት ካብቶም ብልጫታት ዘለዎም ሓለፍቲ ሓደ እዩ፡፡ ድሕሪ...
View Articleስለላን ኮለላን ኣብ ኤርትራ ምዓስ ተጀሚሩ?
እቶም ቀንዲ ዘወርቲ ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ ትፈልጡዎምዶ? POLETICAL_ANALY11th ንንቡር ባህልን መንነትን ስርዓትን፣ ሃይማኖትን ኣጥፊኡ፣ ንሓደ ብሉጽ ህዝቢ ኣጽኒቱን፣ መንነቱን ሕብሪ ቆርበቱን ክሒዱ፣ መላገጺ ጽዮናውያን ዝዝኾነ ኢሰያስ ኣፈወርቂ? ኢሰያስ ቅድሚ 50 ዓመት ብ1968 ዓ.ም.ፈ. ኢሰያስ...
View ArticleIt’s time to remind China of its place
Author: Benjamin Fulford – 26.3.2018 Source: The start today (March 26, 2018) of oil futures trading in gold-backed Chinese yuan is being widely seen as a Chinese victory in the ongoing financial war...
View Article